Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2025

ዕጡቓት ንዝተኸተሉዎ ትኽክለኛ መገዲ ሰላም ምስጋና ይግባእ – ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም ነዝኣተዉ ዕጡቓት ኣባ ገዳታት ምስጋና ኣቕሪቦም። ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐሱ ንዝነበሩን ኣመራፂ ሰላም ንዝተቐበሉን ዕጡቓት ኣፍልጦን ምስጋናን ዘቕርብ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ስምምዕነት ኣገልግሎት ኣየር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣርጀንቲናን ኣብ ዓውዲ ኣገልግሎት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን፡፡ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣይተ ጌታቸው መንግስቴን ዋና ፀሓፊ ትራንስፖርት ኣየር ኣርጀንቲና ፍራንኮ ሞጌታን ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ርክብ መንግስታዊን…

ኔዘርላንድስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኔዘርላንድስ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ስቲጅን ጃንሰን…

ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ “ተሳትፎ ዜጋታ ንዕዉት መካተቲ ሃገራዊ ምኽክርን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን” ብዝብል መሪሕ…

ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም፡፡ ካብቶም ሚንስትር ብተሳኺ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደ ወይን (ዶ/ር)ን ከምኡ…

ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ቻይና ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ጎድና ጎድኒ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ምቹው ሃዋህው ኢንቨስትመንት ከምዘሎ እቶም ሚኒስትር…

ካብ ግድብ ህዳሰ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ቃላይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር እንስሳትን ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን ኣይተ ሃይሉ ይርጋ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ…

ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘድሀበ ፎረም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢወርሑ ዝሰናዳእ እንትኸውን÷ ዜጋታት ብመራኸብቲ ሓፋሽ ዴሞክራሲያዊን ናፃ ሓሳብን ንምስጓም ከይዲታት ንኸዓብዩ ዝግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…