ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም – ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ንዝተገፍዑ ድምፂ፣ መዓልቲ ንዝጎደሎም ኣቦ ብምዃን ንህዝቢ ዓለም ብቅንዕናን ሰናይ ስራሕን ኣገልጊሎም እዮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ሥላሴ ገሊፆም፡፡
ቤተክርስቲያን ካቶሊካዊት ኢትዮጵያ ርእሰ ሊቃነ…