ስፓርት ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ… mizan mekonen Sep 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ብሬንትፎርድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ትፅቢት ይግበር። ፀወታ ክልቲኤን ጋንታታት ምሸት 4 ሰዓት ኣብ ጂቴክ ኮሙኒቲ ስታዲየም ክካየድ እዩ። ቼልሲ ኣብቲ ሊግ ካብ ዝገበረቶም 4…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃዕሪ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ዝገፍዐ ዘይሕጋዊ ህወሓት mizan mekonen Sep 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንህዝቢ ትግራይ ኩለመዳያ ቅልውላው እናመርሖ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ምስረታኡ ጀሚሩ ብዘይ ኲናትን ኣብ ስልጣንን ክነብር ዘይኽእል ፀረ ዴሞክራሲያዊ ጉጅለ እዩ። ሰላም ዘይደሊ ዘይሕጋዊ ህወሓት፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ንምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንከተማታት ዓለም ኣብነት ዝኾነት ከተማ – ኣዲስ ኣበባ mizan mekonen Sep 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብትሑት ተቃላዕነት ሓደጋ ዘለዋ፣ ድሕንነታ ዝተሓለወን ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትፃወር እትኽእልን ከተማ ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ እንትትኾን ካብ ዓለም ድማ ካልአይቲ ከተማ ኮይና ተሰሪዓ ኣላ። ጂኦስፓሻል ኩባንያ ኣልፋ ጂኦ ብቐንዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺቡ mizan mekonen Sep 17, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺበ ኢሉ። መዓልቲ ስድራቤት ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት እናተኸበረ ይርከብ። ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ብሪክስ ንዓውዲ ኣቪየሽን ኢትዮጵያ mizan mekonen Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ዲፕሎማስያዊን ኢኮኖሚዊን ፅልዋ ብሓዱሽ ደረጃ ዘዕበየትሉ ዓብዪ ስትራቴጂካዊ ምዕራፍ እዩ። እተን ሃገራት ኣብ ምኽሪ ቤት ዓለም ኣቀፍ ውድብ ሲቪል ኣቪየሽን (ICAO) ውክልና ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Sep 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣5 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) መበል 74 ፍሉይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት የካይድ ኣሎ። ኣብ ጅቡቲ ይካየድ ዘሎ እዚ ኣኼባ ኣብ ክልላዊ ሰላምን ድሕነትን ከምኡ’ውን ኣብ ጉዳያት ትካላዊ ምምሕያሽ ዝዝቲ ይኸውን። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅኑዕ ሃገረ-መንግስቲ፤ ካብ ህንፀት ትካላት ክሳብ ዘላቒ ዲሞክራሲ mizan mekonen Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖለቲካዊ ብስለትን ኢኮኖሚያዊ ጥንካረን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብግዝያዊ ስግግር ስልጣን ወይ ብውልቀሰባት ጥራይ ዝተወሰነ ብስለት ኣመራርሓ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ኣብ መንጎ ዘበናት ፀኒዖም ብዝቐፀሉ ሃገራዊ ትካላት ጥንካረ እዩ ዝምዘን። ምስጢር ዕብየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንታት ምስሓብ ተኻኢሉ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ mizan mekonen Sep 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይ ኣብዝተገብረ ፃዕሪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ዝገብሩ ኩባንያታት ምዕባይ ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፡፡ መራሒ ጉጅለን ፈፃሚ ስራሕ ተወካሊ ህዝባዊ ርክብን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ካሳ ኣላምራው ንፋና ዲጂታል ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ተዛትዮም mizan mekonen Sep 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከምዝበልዎ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ካዛኪስታን ቃሲም ጆማርት ቶካዬቭ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ንበዓል ሓድሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም mizan mekonen Sep 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣሕሊፎም። ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ዘሕለፍዎ ናይ እንኳዕ…