ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ሚኒስቴሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ስራሕ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ህዝቢ እናሓተተን ቅርታ እናቕረበን ዝነበረ ዘፈር ኣገልግሎት ንምዝማን ትኹረት ሂቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡ 7ይ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ተኻይዱ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፤…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡ ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ ክህልዋ ትፅቢት ይግበር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ መህላው ሓላፍነታ ከምዝኾነ ዘይተርፍ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ “ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ” ዝተብሃለ ሚዲያ ፓን ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ኣብ…
ቢዝነስ ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ወጋገን ባንክ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ታሪኩ ዝለዓለ ኣታዊ 13 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ረኺቡ። ብመሰረት እዚ ትርፊ ሓደ ኣክሲዮን ናብ 46 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ክብ ከምዘበለ ዕላዊ ገይሩ። ኣካቢ ቦርድ እቲ ባንኪ ኣይተ ኣብዲሻ ሑሴን፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሽልማት ኖቤል ፊዚክስ 2025 ንሰለስተ ሳይንትስታት ተዋሂቡ። ጆን ክላርክ፣ ሚኬል ኤች ዲቮሬትን ጆን ኤም ማርቲንስን እቲ ሽልማት ዝተዓወቱ ሞያተኛታት ኮምፒውተር ምህድስና ኢዮም። እቲ ሽልማት ንቐፃሊ ትውልዲ ዝምጥን ጠንካራ ኮምፒውተራት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን። ናይቲ ምድላው ምዝዛመን መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕዳጋን ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ያስሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡሉ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዋሚ ኮሚቴ ክትትል ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Oct 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ብምዃን ኣብ ወሰን ወሓዚ ሩባን ስራሕቲ…