“ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ” ኣይተ ማሞ ምሕረቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት የመዝገቡ ኣለው ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ፡፡
ኣይተ ማሞ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፤ ዝተማልአ ምመሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዘላቒ…