ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ነቲ ዘዞባ ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትውግኖም ስራሕቲ ልምዓት ካብ ባዕላ ሓሊፋ ኣብቲ ዞባ ብሓበራዊ ተረባሕነት ዘተኣሳስሩ ከምዝኾኑ ብተግባር ኣርኢያ ኢያ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ኣን ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መዓልታዊ…