Fana: At a Speed of Life!

ሃዋሳ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ከተማ ሃዋሳ ንድሬዳዋ ከተማ 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።

ንሃዋሳ ከተማ ብሕታዊት ሽቶ ዘቑፀረ ታፈሰ ሰለሞን ናይ ዓወት ሸቶ ኣብ መረብ ኣዕሪፍዋ።

ሃዋሳ ከተማ ናብ ዓወት እንትምለስ ድሬዳዋ ከተማ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ፀወታታት ምዕዋት ኣይከኣለትን።

እቲ ውፅኢት ስዒቡ ሃዋሳ ከተማ ብ31 ነጥቢ ኣብ 13 ደረጃ እንትትስራዕ፤ ድሬዳዋ ከተማ ብ29 ነጥቢ 14 ደረጃ ሒዛ ትርከብ።

ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ሰዓት 10 ሲዳማ ቡና ምስ መቻል ፀወታ ክካይዳ እየን፡፡

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.