ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማ ንኢትዮጵያ መድን 2 ን 1 ስዒራታ፡፡
ሰዓት 10፡00 ኣብ ኣርቲፊሻል ሜዳ ሃዋሳ ዝተኻየደ ፀወታ ባህር ዳር ከተማ ሙጂብ ቃሲምን ሄኖክ ይበልጣልን ዘቑፀርዎ ሽቶታት ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ወፂኣ፡፡
ንኢትዮጵያ መድን ካብ ስዕረት ዘየድሓነት ሸቶ ረመዳን የሱፍ ኣመዝጊቡዋ።