ኣብ ብሄራዊ ሰላምን ደሕንነትን ጠመተ ዝገበረ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምርምርን ልምዓት ስራሕን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዘተማልአ መልክዑ ተግባራዊ ንምግባር ብሄራዊ ድሕንነትን ኮንፈረንስን ምርምር ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ “ኣብ ጉዳያት ደሕንነትን ስትራቴጂን ዝሰልጠኑ ብቁዕ ኣመራርሓ ብምፍራይ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ክንሕሉ ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ምርምርን ልምዓት ስራሕን ዘለው ሰናይ ኣጋጣሚታት ተጓንፎታትን ትኹረት ዝገበረ እዩ፡፡
ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ወተሃደራዊ ምርምርን ዓውዲ ልምዓትን ዘሎ ምስሊ ንምቕያርን ቅልጡፍ ስራሕቲታት ትልሚ ክሰርሑ ከምዘለዎም ተሓቢሩ፡፡
ብሄራዊ ድሕነት ኮንፈረንስን ምርምር ዓውደ መፅናዕቲን ዘዳለዎ ኮሌጅ ዋር ምክልኻል እዩ፡፡
ብየሻምበል ምሕረት
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!