በዓል “ማሽቃሮ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል “ማሽቃሮ” ሓዱሽ ዓመት ብሄር ካፈቾ ኣብ ከተማ ቦንጋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተውፃእፅኡ ተወለድቲ እቲ ብሄርን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።
በዓል “ማሽቃሮ” ዝጠመተ ፌስቲቫል ባይሊ ኣብ ከተማ ቦንጋ ትማሊ ምክያዱ ይዝከር።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!