ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡
ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ ሸቶ ኖቲንግሃም ፎረስትን ኣመዝጊቡዋ።
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣስቶንቪላ ነጥባ ናብ 42 ክብ ብምባል ናብ ካልኣይ ደረጃ ክትዓቢ ክኢላ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!