Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተቐቢሎም፡፡

ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዘመላኸቶ፤ እቲ ዑደት ሓበራዊ ድሌት ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ ርክባትን ዞባዊ ጉዳያትን ዝግበሩ ልዝባት ከምዘካትት ትፅቢት ይግበር።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.