Fana: At a Speed of Life!

ብሔራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ዕላዊ ገይሩ፡፡

ንጨረታ 70 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን ከምዝቐረበን ኣብቲ ከይዲ 19 ባንኪታት ከምዝተሳተፉን ብምሕባር÷ 8 ባንኪታት ኣብቲ ጨረታ ከምዝተዓወቱ ገሊፆም።

ኣብቲ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 155 ነጥቢ 0506 ብር ኮይኑ ተመዝጊቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.