Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ዝበለፁ 20 ክፍለዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ርቴፊሻል ኢንተለጀንስን እሁድ ኤኣይን ብምትሕብባር ኣብ ሃገርና ፈላማይ ውድድር ሙዚቃ ኤኣይ (AI) ኣሰናዲኡ።

ኣብቲ ውድድር ልዕሊ 600 ተወዳደርቲ ስራሕቶም ዘእተዉ እንትኾኑ ÷ ዝበለፁ 20 ተወዳደርቲ ሎሚ መዓልቲ ክፍለዩ ኢዮም።

እዚ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ውድድር ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሕዚ ሰዓት 9:00 ጀሚሩ ብፋና ቴሌቪዥንን ፋና ፕላስን ይከታተሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.