Fana: At a Speed of Life!

ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።

ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ ትምራሕ ማጋንታ ንቸስተር ሲቲ፤ ንቦርንማውዝ ብምስዓር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ፈላማይ ዓወታ ኣመዝጊባ።

ማርከስ ታቨርኒየር ኣብ መበል 26 ደቒቕ ንቦርንማውዝ መሪሕ ዝገበረት ሸቶ የመዝግብ እምበር፤ ማርክ ጉሂ ኣብ መበል 85 ደቒቕ፣ ጆስኮ ግቫርዲዮል ኣብ 92 ደቒቕ ዘመዝገቡወን ሸቶታት ሲቲ 2 ን 1 ንኽትዕወት ገይረን።

ኣብ ካሊእ ፀወታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት ዩሮፓ ሊግ ዝነበረት ኣስቶን ቪላ ብብራይተን 4 ን 0 ተሳዒራ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.