Fana: At a Speed of Life!

ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቀዳማይ ሰሙን ፀወታ ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡

ናይ ኒውካስል ሸቶታት ኣንቶኒ ኢላንጋን ጆሴፍ ዊሎክን እንተመዝግቡ÷ ብወገን ሊቨርፑል ድማ ኮዲ ጋክፖን ዶምኒክ ስቦዝላይን ኣመዝጊቦምወን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.