Fana: At a Speed of Life!

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺበ ኢሉ።

መዓልቲ ስድራቤት ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት እናተኸበረ ይርከብ።

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘመዝገቦም ዓወታት ብዝምልከት፣ ምክትል ፈፃሚ ስራሕ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መግለፂ ዝሃቡ ኮይኖም፤ ኣብ ቀፃሊ እዋን ዝተረኽቡ ዓወታት ንምዕባይ ብትኹረት ከም ዝሰርሑ ኣመልኪቶም።

እቲ ግሩፕ ኣብ ፍርያት ኣብቲ በጀት ዓመት 67 ነጥቢ11 ቢሊየን ብር ብምርካብ፣ 98 ሚእታዊ ካብ ትልሙ ምዕዋት ክኢሉ።

ኣብ ዓውዲ ማዕድን እውን 6 ነጥቢ 47 ቢሊየን ብር ብምርካብ፣ 67 ሚእታዊ ካብ ትልሙ ምዕዋት ከም ዝኸኣለ ተገሊፁ።

ብወንድማገኝ ፀጋዬ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.