Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን።

ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ፀወተአን ዛዚመን።

ኣብ ስታድየም ሃላባ ኢንተርናሽናል ሰዓት 10፡00 ዝጀመረ ፀወታ ሃላባን ከተማ ባህርዳርን እውን ቀዳማይ ዕረፍቲ ብዘይ ሸቶ ተዛዚሙ።

መደብ ፀወታታት ሊግ እንቕፅል ምሸት ሰዓት 12፡00 ኣብ ስታድየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ፤ ኣዳማ ከተማ ምስ ሸገር ከተማ ክራኸባ እየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.