Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ምስተርዳም ቲሲኤስ 2026 ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ቀዳማይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም።

ብመዳይ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ብ2 ሰዓት 3 ደቒቕን 33 ሰከንድን ብምዝዛም ናይቲ ውድድር ተዓዋቲት ኮይና።

ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ቡዜ ድሪባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 16 ደቒቕቕ 10 ሰከንድ ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂኣ።

ኣትሌት ቡዜ ነቲ ውድድር ብኮርስ ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ብምባር እያ ነቲ ውድድር ክትስዕር ክኢላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.