Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ን32 ሰበባት ሽመት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ን32 ሰባት ሽመት በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ምሃቦም ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ፡፡

እቶም ፕሬዚዳንት ብሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 71 ንኡስ ዓንቀፅ 3 መሰረት ብምግባር፡-

  1. ኣይተ ታገሰ ጫፎ
  2. ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር
  3. ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ
  4. ኣምባሳደር ሲራጅ ራሺድ ጁንዲ
  5. ኣምባሳደር መለስ ኣለም ተክዔ
  6. ኣምባሳደር ኣንተነህ ኣለሙ ሰንበቴ
  7. ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ይግዛው
  8. ኣይተ መላኩ ኣለበል
  9. ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
  10. ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)
  11. ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)
  12. መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)
  13. ካሣሁን ጎፌ (ዶ/ር)
  14. ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
  15. ኣይተ ኣዳም ተስፋዬ ኣበራ
  16. ኣይተ ኣምሐ ሃ/ጊዮርጊስ ኣየለ
  17. ኣይተ ሳሙኤል ኣዲስ ኣለማየሁ
  18. ኣይተ በላቸው ኣንሺሶ ኬምበጫ
  19. ኣይተ ኣበበ መብራቱ ክብረት
  20. ኣይተ መላኩ በዳዳ ሰንበታ
  21. ወ/ሮ ዑባህ መሓመድ ሁሴን
  22. ኣይተ ዳንኤል ጠንክር ኣረጋ
  23. ኣምባዬ ኦጋቶ (ዶ/ር)
  24. ወ/ሮ ወርቅነሽ ብሩ
  25. ዮናስ ኣዳዬ (ዶ/ር)
  26. ኣይተ መላኩ ፈንታ ባልቻ
  27. ኣይተ ዣንጥራር ኣባይ
  28. ኣይተ ተመስገን ጥላሁን
  29. ኣይተ ታደለ ነጊሾ
  30. ኣይተ ዘሪሁን መገርሳ ጅማ
  31. ኣይተ ሽመልስ ኣዱኛ ባልቻ
  32. ኣይተ ኣብዱራህማን ጀማል ኑርልኝ

ብበዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርነት ከምዝሾሙ እቲ ቤት ፅሕፈት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.