ስፓርት
ኔይማር ጁንየር ካብ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ምውፅኡ ኣፍሊጡ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚል ትማሊ ምሸት ኣብ ዙር 16 ፅዋዕ ዓለም 2026 ብኖርዌይ ዘሰንብድ ስዕረት ብምትእንጋዳ ካብቲ ውድድር ተኣልያ ኣላ፡፡
ኣብ መበል 67 ደቂቃ ንጋብሬል ማርቲኔሊ ተኪኡ ናብ ሜዳ ዝኣተወ ኔይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ ጁንየር ፍፁም ቅላዕ ብምምዝጋብ ንብራዚል ካብ ስዕረት ኣየድሐናን።
ድሕሪ እቲ ፀወታ ብዓሚቕ ሓዘን ዝተራእየ ኔይማር ጁንየር ንብዓት እናነብዐ ካብ ብሃገራዊትጋንታ ምውፅኡ ኣፍሊጡ።
እዚ ወዲ 34 ዓመት ተፃዋታይ “ምስ ብራዚል ፅዋዕ ንምዕዋት ብዙሕ ፈቲነ፤ ምስታ ጋንታ ዝጀመርክዎ…
Read More...
ፀወታ የፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ ሎሚ መዓልቲ ፍፃመኡ ረኺቡ።
ሻምፒዮን እቲ ሊፍ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዘራኸበ ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ፤ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፀወታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ኣቤል ሃብታሙ ብዘመዝገባ ሸቶ ፍፁም ቅላዕ ንሲዳማ ቡና ክትስዕር…
ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት ኢዩ እቲ ተፃዋቲ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ንባዕሉ ኣግሊሉ ዘሎ፡፡
ማህሬዝ…
ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ።
ለይቲ ሰዓት 8፡00 ድማ ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ…
እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ።
ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡
ዲሞክራቲክ ኮንጎ ኣብቲ ፀወታ ፅቡቕ ምንቅስቓስ ብምግባር ከምኡ እውን ኣቐዲማ ሸቶመ…
ፈረንሳይ ምስ ስዊድን – ኮትዲቯር ምስ ኖርዌይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 32 ሎሚ እውን ክቕፅሉ ኢዮም፡፡
ንምድባ ብፀብለልታ እናመርሐት ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈረንሳይ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ሰዓት 6 ምስ ስዊድን ክትፃወት ኢያ፡፡
ንፅዋዕ ብቕድሚት ካብ ዝተገመታ ሃገራት ሓንቲ ዝኾነት ክልተ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡
ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32 ዝተፀምበራ ፈረንሳይን ኖርዌይን ነቲ ምድብ ብፀብለልታ ንምዝዛም ክነሓንሓ ኢየን፡፡…