Fana: At a Speed of Life!

ብባህሊ ስራሕ  24 ሰዓታት ለምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብባህሊ ስራሕ  24 ሰዓታት ለምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ሙሉእ ሰሙን ን24 ሰዓታት ፃዕሪ ዝገብሩ ዘለዉ…

ኢትዮጵያ – ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ - ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብተግባር ዘርኣየት ፈላመይቲ ሃገር ኢያ ኢለን ጎስጓሲት ፓን ኣፍሪካኒዝም ህይወት አዳነ። ኢትዮጵያውያን ዝነበርሉ ብራኸ ልዑል ኢዩ ብምባል፥ ኢትዮጵያ ቅድሚ ዓወት ዓድዋ ጀሚራ ንፓን ኣፍሪካኒዝም ኣተሓሳስባ…

ልዕሊ 27 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈተኑ ልዕሊ 27 ሺሕን 773 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 99 ሚኢታዊት ዝኾኑ ፈሺሎም ኢሉ ምምሕዳር  ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን(ኢመደኣ) ። እቲ ትካል ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ 2018 ዓ.ም ኣካይዱ።…

ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት ፈንድ ትምህርቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ስትራቴጂ ትረስት…

ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 የካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ዝመርሖ ስርዓተ ትምህርቲ ንምጉልባት ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልላት ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ገምጊሙ። ሚኒስትር ዴኤታ አየለች እሸቴ÷…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይሮቢ ኬኒያ ኣብ ዝሓለፉ ከልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮ-ኬኒያ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ሰነድ ስምምዕነት ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ድሕሪ ምኽታሙ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ ስሩዕ ኣኼባ ከምዝኾነ…

ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ጉጂ ዘሎ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሻኪሶ ብዕሊ ሎሚ ተጀሚሩ። ነቲ ህንፀት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሞያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ምጅማሮም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ዋና…

ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ተገይሩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣድላዪ ምድላው ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ  ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌቻቸው ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ነምትእንጋድ ኣድላዪ ምድላው ትሕዝቶን ሎጂስቲክስን…

ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ሽርክና ምስ ዓለም ንምዝማድን ንምልማዕን ድልውቲ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። በቢዓመቱ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ዱባይ ዝሰናዳእ ጉባኤ ዘተ መንግስታት ዓለም ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መድረኽ ኣብ…

ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን  መንግስቲ  ይሰርሕ ኣሎ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝካየድ ምርጫ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ሓቛፊን ከምኡ’ውን ካብ ዝሓለፈ ምርጫ ዝሓሸ ንክኸውን መንግስቲ ጠንኪሩ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ…