ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ መጀመሪያ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝነበሩ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ደሕሪ 29 ዓመታት ናብ ሃገሮም ሎሚ ተመሊሶም። ኣይተ ሓሰን ዓሊ ምስ ስድረኦም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ ክኽበር ኢዩ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ ሓይሊ ኣየር ኣዛዚ ቀዳማይ ምድብ ኣየርን ኣተሓባባሪ እቲ በዓልን ብ/ጄነራል ብሩክ ሰይፉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከበላ ጎባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ጌታቸው ረዳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም – ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር) Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተመራማሪ ዝኾኑ ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)። እቶም ተመራማሪ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ባህሊ ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መልላእ ዓለም በዓል ልደት ንዘኽብሩ ስድራታት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ሰነድ ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንልምዓት ዓውዲ ጥዕና ዘውዕል ደገፍ 1 ነጥቢ 16 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምትሕብባር ንሓሙሽተ ዓማውቲ ንመጠናኸሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን። ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ በፂሑ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Desta Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ በፂሑ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብዚ ሰሙን ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኣብ ኢትዮጵያ…