ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ ኣቀባብላ ወርሒ ረመዳን ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኡለማታት፣ ኢማማትን ዱኣትን የካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት 4፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእከላዊ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ ሲልቪ ባይፖ ቴሞን ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ዝሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያን ዘቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ የሱፍ ማይታማ ተገር ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣህጉራዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣብ ህንዲ ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ህንዲ ኣብ ዘሰናደአቶ ኤግዚብሽን ኤሮ ኢንዲያ 2025 ይሳተፋ ኣለዋ። ጣቢያ ሓይሊ ኣየር ባንጋሎር ዘሰናደኦ እቲ ኤግዚብሽን፥ ህንዲ ዝበፅሓቶ ዝማዕበለ ወተሃደራዊን ስቪል ኣቪዬሽን ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጅቡቲን ሩዋንዳን መሃመድ ዓሊ ዩሱፍን ኦሊቪየር ዣንን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ኣርእያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዘመዝገበት ኣካቢ እቲ ፕሮጀክትን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ቀጣናዊ ፕሮጀክትታት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ገምጊሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 26 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጉዳያ ቢላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 26 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሻንቡ ናብ ኣዲስ ኣበባ እትትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብሰንኪ መግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሓትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣጋይሽና እንቋዕ ዋና ከተማ ዲፕሎማሲ ኣፍሪካ ናብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብሰላም መፃእኹም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂባ Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ን644 ደቡብ ሱዳናዊያን ናፃ ዕድል ትምህርቲ 2024/25 ሂባ። እቲ ዕድል፥ ን577 ቀዳማይ ድግሪን 67 ካልኣይ ድግሪን ከምዝተውሃበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መሃዲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ከምዝበልዎ፥ እቲ ናፃ…