ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ኣሜሪካን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮፓን መቐለ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኻት ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለከቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመንግስቲ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ገንዘንብን ተፀዋዕቲ ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣካይደን። ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው… Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ኣፍሊጡ። እቲ ጥምር ሓይሊ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ብብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ማእኸል ኮንቬንሽን ኢንተርናሽናል ኣዲስ ደረጅኡ ብዝሓለወ መገዲ ይዛዘም ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህንፀት ማእኸል ኮንቬንሽን ኢንተርናሽናል ኣዲስ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ብዝሓለወ መገዲ ይዛዘም ከምዘሎ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ስሉጥ ለውጢ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዝበፅሕ ጉድኣት ተሓታትነት ምንጋስ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን ዝበፅሕ ዘሎ ጉድኣት ንምቕናስ ተሓታትነት ምንጋስ ከምዝግባእ ገሊፀን። ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ክልል ኦሮሚያ መስ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ኣባላት ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ 22 ሺሕ ህፃናት ደገፍ ተገይሩ Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ህፃናት መሰሎምን ድሕንነቶም ኣብ ምሕላው ጠመተ ንክግበር ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ህፃናት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብዘለዉ ዝተፈላለዩ ኣመራፂታት ንምድጋፍ ብሄራዊ…
ቢዝነስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(ኣይ ኤም ኤፍ) ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ክሪስታሊና ጂዮርጂቫ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ፥ ሚኒሰተር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ልዑል ኣስተዋፅኦ ተበርክት ኣላ ክብሉ ኣባል ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ሳለም ኢትዮጵያ ንሰላም ጎረባብታ ወሳኒ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጤኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ልዕሊ 1 ሺሕ ጋዜጠኛታት ሽፋን ክህብኡ ኢየን ዘበል ትፅቢት ከምዘሎ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጉባኤ ካብ 8 ክሳብ 9 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ…