ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርሜኒያ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሜኒያ ብሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብዲጂታል ስርዓት ንምምዕባል ንዝግበር ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ምስ ኣምባሳደር ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣቀባብላ ተገይሩሉ Desta Feb 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ እንትሳተፍ ዝፀንሐ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌደራል ስዋት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነ ስርዓት መደረ ዝገበሩ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ግልጋሎት መጥባሕቲ ንዝጀመራ 13 ትካላት ጥዕና ትግራይ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ ሸሞንተ ሚልየን ብር ዝዋግኦም ናውቲታት ሕክምና ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ምሉእ ኣድለይቲ ናውቶም ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ሎሚ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ቢሮ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ርኽክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ተወጊዱ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሆስፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኣዶ ብዝተገበረ ሕክምናዊ መጥባሕቲ 20 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም ዝምዘን ፅኪ ከምዝተወገደ ተሓቢሩ። እተን ተሓካሚት ነባሪት ወረዳ ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 63 ዓመት ወይዘሮ ካሱ ረዳኢ ኢየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዘቲየን Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣመራርሓ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘቲየን። ዋና ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌ/ጀ ሹማ አብደታ፥ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምንም ዓይነት ኣፈላላይ እንተሃለወ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ክግበር ኢዩ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽኒያት ምውሳኽ ዋዒ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ለውጢ ሰዓት ስራሕ መንግስቲ ከምዝግበር ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡቶው ኡኮት፥ እቲ ለውጢ ሰዓት ስራሕ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓ ፓርቲን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል መበገሲታት 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መበገሲታት ኣብ ውሽጢ 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታት እዛ ሃገርን ናይ ዘጋጠሙ 103 ባርዓት ሓዊ ብምርመራ ፎረንሲክ ኣፃርዩ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ። ዲፓርትመንት ምርመራ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብኣዋጅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ Desta Feb 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ። እቲ ደገፍ ካብ ኤጀንሲታት ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ፈንድን ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ ንዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ዋነናአፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣገልግሎት ፅዕነት ባቡር ካብ…