ስፓርት ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ማርሴሎ ጫምኡ ሰቒሉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ሪያል ማድሪድ ብራዚላዊ ማርሴሎ ካብ ኩዕሶ እግሪ ንባዕሉ ምግላሉ ኣፍሊጡ። ተኸላኻሊ ፀጋማይ ክንፊ ማርሴሎ፥ ኣብ ማድሪት 5 ፅዋዓት ሻምፒዮንስ ሊግን 6 ፅዋዓት ላሊጋን ብምልዓል ዕዉት እዋን ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን። ኣብቲ ዑደት፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ምዕራፍ ሓደ ዝተዛዘመ ልምዓት ኮሪደር ፒያሳን ሕድሳትን ፅገናን ኣብያተ መንግስቲ ፋሲልን ስራሕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ኣዋፊራ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝሃብዎ መፈራርሒ ታሪፍ ስዒቡ ሜክሲኮ 10 ሺሕ ወተሃደራታ ኣብ ኣዋሳኒ ዶብ ኣሜሪካ ከምዘዋፈረት ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ክላውዲያ ሼንቦም ትእዛዝ ምትሕልላፎም ስዒቡ ኣባላት ብሄራዊ ሰራዊት እታ ሃገር ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ ኢዩ ተባሂሉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ሃገር ዘሐሉ ከምዝኾነ ምክትል ኣተሓባባሪት ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት ራሄል ይትባረክ ገሊፀን። እተን መተሓባባሪት "ፋይዳ ንኢትዮጵያ" ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ሰብሳቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን ወ/ሮ እጸገነት መንግስቱ፥ ኢንስቲትዩት ፈትሒን ሕጊን ፌዴራል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ተሃኒፆም Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ከምዝተሃነፁ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ቦታታት መሀደሲ ህዝቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ወ/ሮ ነጻነት ዳባ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ Desta Feb 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓለዋን ምርምርን እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብ ቼክ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ ሚኒስተር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ ምስ ኢንስቲትዩት ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ቼክ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉሲን ሰላምን ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉሲን ሰላምን ዝተብሃላ ዕድመ ፀገብ ቅሪተ ኣካል ወዲ ሰብ ኣብ ብሄራዊ ሙዚየም ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ከምዝቐርባ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ ሉሲን ሰላምን ካብ 25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ማእኸል ባህሊ ኣብ ዝኾነት ከተማ ፕራግ ንህዝቢ ከፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍኖተ ካርታ ዲጂታል ግብርና ዕላዊ ኮይኑ Desta Feb 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዲጂታል ግብርና ዕላዊ ገይራ። እቲ ፍኖተ ካርታ ሚኒስቴር ግብርና ምስ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያን ጌትስ ፋውንዴሽንን ብምትሕብባር ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ከምዝትግበር ድማ…