Fana: At a Speed of Life!

ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ 5 ከተማታት ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ቀረብ መስተ ማይ ንምምሕያሽ ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ ባንኪ ልምዓት ጀርመንን መተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ቢሮ ማይ ሃፍቲን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኩንታል ንበነ ምህርቲ 2017/18 ዘገልግል ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕን ዩሪያን ዝፀዓና መራኽብ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምብፀሐን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ነዚ ስዒቡ ክሳብ 27 ጥሪ 2017 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተጓዓዓዘ…

ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ሰላምን ድሕንነትን መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፈንድ ልምዓት ስነ ህዝቢ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ዘሰናደኦ እቲ ኮንፈረንስ፥ “መናእሰይ በዓል ዋና ሰላም”…

ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ተግባራዊ ዝተገበሩ ሪፎርምታት ተመራፂ መብፅሒ ኢንቨስመንት ኢትዮጵያ ክብ ክብል ምግባሮም ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን(ዶ/ር) ብኣሰናዳእነት ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬተሪያት ቤት ፅሕፈት…

ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ብልፅግና

ዶክተር ደስታ ተስፋው - ዋና ኮሚሽነር: ⁠ኣይተ ያሲን ሃቢብ - ምክትል ዋና ኮሚሽነር: ⁠ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ - ፀሐፊ: ⁠ኣይተ ዓብዱልሃኪም አብዱልመሊክ - ኣባል ⁠ኣይተ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር - ኣባል ⁠ኣይተ ቢንያም መንገሻ - ኣባል ⁠ወ/ሮ ሮዛ ቢያ - ኣባል…

ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ተቐማጢ ገንዘብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፈርቂ ዓመት 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት  245 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ…

ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ

ኣቢይ ኣሕመድ ዓሊ (ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ኣይተ ሳዳት ነሻ ዶ/ር ተሾመ ኣዱኛ…

ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተመረፁ ዝርዝር ኣባላት ቤት ምኽሪ

ኣብይ ኣህመድ ዓሊ(ዶ/ር) ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኡልፋታ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ደሳ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ይግለጡ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኢብራሂም ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ኣብዶ ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ቂጤሳ…

ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ዩናይትድ ሩሲያ ዝምድና ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምጥንኻር ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣባል ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩናይትድ ሩሲያ ኣሓት ፓርቲ ኣባል ሃገራት ብሪክስ፣ ሴናተር ፌዴሬሽን ሩሲያን ሓላፊ ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሴኔትን ኣንድሬይ ክሊሞቭ ገሊፆም።…

ልዕሊ 64 ሽሕ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ ትምህርቲ ሪሒቐም ንዝፀንሑ ህፃናት ተምሃሮ ግልጋሎት ዝህብ ፕሮጀክት ዕላዊ ምብሳር ተሳሊጡ። እቲ ፕሮጀክት ምስ ሓሙሽተ ፈፀምቲ ኣካላት ዝስራሕ አንትኸውን፥ ንልዕሊ 64 ሽሕን 650 ካብ መኣዲ…