Fana: At a Speed of Life!

በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ቢልለኔ ስዩም ኣገንዚበን። እተን ሓላፊት መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ምኽኒያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ህንዲ ኩምብ ሜላ ፌስቲቫል ብምኽኒያት ምብዛሕ ሰባት ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዕግርግር ህይወቶም ንዝሰኣኑ…

ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ልምምድ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣወሃህባ ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ዘምረሐ ጉጅለ ወሃቢ ቅልጡፍ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል  ኢትዮጵያ(ስዋት) ልምምድ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ኣብ ከተማ ኣልሩዋይ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ቻሌንጅ ስዋት ኢዩ ልምምድ…

ከይዲ ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ኣደሚሙኒ-ዌላርስ ጋሳማጌራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘደምም ከይዲ ለውጢ ከምእትርከብ ምዕዛቦም ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፓትሪዮቲክ ፍሮንት (ኣር ፒ ኤፍ) ሩዋንዳ ዌላርስ ጋሳማጌራ ገሊፆም። ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዌላርስ ጋሳማጌራ፥ ኣብ…

ሓማስ 8 ተዓገትትቲ ሰዲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓማስ ብመሰረት ዝተኸተመ ውዕል ስምምዕነት ደው ምባል ተፃብኦ ሸሞንተ ተዓገትትቲ ከምዝሰደደ ተገሊፁ። እቶም ተዓገትትቲ  እንትስደዱ ኣብ ቴል ኣቪቭ ብዓብዪ ስክሪን ዝረኣዩ ብዙሓት እስራኤላውያን ታሕጓሶም እንትገልፁ ከምዝነበሩ ይረአ ነይሩ።…

ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ኤስፒኤልኤም ደቡብ ሱዳን ፒተር ላም ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ መዕርፎ ነፈር ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ን…

ባይቶ ውክልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ  ኣዋጅ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣፅዲቑ። እቲ ኣዋጅ፥ትምህርቲ ብማዕርነትን ፍትሓዊነትን ኣብ መልላእ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ርኡይ ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ። ፅርየትን ረብሓን መምህራን ዘሐሉ፣…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያና መሪሕ ፓርቲ ብልፅግና ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ምስ ሩዋንዳ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም…

ኣይተ ብርሃኑ ኣዴሎ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ብርሃኑ ኣዴሎ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) ብምዃን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሸይሞም። እቶም ተሸዋሚ ኣብቲ ባይቶ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ምፍፃመኖም ኣብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማኔጅንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክሪስታሊና ጆርጂዬቫ ኣብ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብራ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። እተን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣብ ዑደተን፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ መርኣዪ…