ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ ተገሊፁ Desta Jan 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ 513 ትካላት ዓውዲ ኢነርጂ መረጋገፂ ብቕዓት ከምዝወሰዳ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ። ብኤሌክትሮ መካኒካልን ኤሌክትሪካል ስራሕቲን ተቛረፅቲ ከምኡውን ብኤሌክትሪካል ኢንጂነሪንግ ናይ ምምኻር ኣገልግሎት መረጋገፂ ብቕዓት…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ Desta Jan 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ካብ ክራይ መፍረይቲ ሼዳት፣ ካብ ክራይ ዝለምዐ ሊዝ መሬት፣ ኪራይ ኣፓርትመንታትን ህንፃታትን፣ ሓደ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ- ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምትግባር ዕዉትነት ኣጀንዳ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ቁርፀኛ ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኣብ ዝተሳለጠ ኣኼባ ትካላዊ ምምሕያሽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ እቲ ሕብረት ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ተወዚዖም Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 17 ቢሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት ምውዝዖም ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ዓብዱልቃድር ገልገሎ፥ መመሓየሺ ማክክሮ ኢኮኖሚን ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዓቕሚ ኣፍሪይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅ ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ዲጂታል ከባቢ ምህናፅን ስግኣታት ሳይበር ምክልኻልን ንዓወት ዲጂታል ኢትዮጵያ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያን እንፋተን ጠመተ ዝገበረ ኤግዚብሽንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብዙሓት ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ፍልስጤማውያን ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም። እስራኤልን ሃማስን ዝበፅሕዎ ተዓገትትቲ ናይ ምልውዋጥ ስምምዕነት ስዒቡ ኢዩ እቶም ፍሊስጤማዊያን ተመዛበልቲ እስራኤል ተቖፃፂራቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ክጅመር ኢዩ Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኣምቡላንስ ብነፈርቲ ንምጅማር ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ኣገልግሎት ሕክምና ዶ/ር ኢሉባቦር ቡኖ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ እቲ ኣገልግሎት ንምጅማር ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jan 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዓበይቲ ውሳነታት ዝውሰነሉ ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ተኻይዶም ኢዮም-ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ብምክያድ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቦም ሚኒስትር ፍትሒ ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብቶም ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዝተኻየዱ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሄር ኢሴ” ኣፍልጦ ምርካቡ እቲ ባህሊ ብዝግባእ ንምሕላውን ንመፃኢ ትውልዲ ንምትሕልላፍን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ዒሳ ሶማሌ ዘይተፅሓፈ ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ስዒቡ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ድራዳዋ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ። ኣብቲ ደገፍ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል…