ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ጥዕና ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ተረኪቡ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ፀገም ትካላት ጥዕና ንምፍታሕ ዑዙዝ ግደ ዘለዎ ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ኣፋውስን ካብ ትካል መድሕን ህጻናት(Save the children) ተረኪቡ። መተሓባባሪ ሪፍርም ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ “ቲካሻ ቤንጊ” ይኽበር ኣሎ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ "ቲካሻ ቤንጊ" ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሸኮ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። "ቲካሻ ቤንጊ" ዝተዘርአ ኣዝርእቲ በፂሑ ድሕሪ ምእካቡ ኣብ እዋን ሓጋይ ብብርሃን ፀሓይ ተዓጂቡ እኽሊ ኣብ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ካብ ኣባልነት ትካል ጥዕና ዓለም ከምእትወፅእ ኣረጋጊፁ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ፈረንጂ ካብ ኣባልነት ትካል ጥዕና ዓለም ከምእትወፅእ ኣረጋጊፁ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንትካል ጥዕና ዓለም ዝግበር ደገፍ ገንዘብ ንክቋረፅ ትእዛዝ ምትሕልላፎም ይዝከር። ምክትል ኣቐባሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ ከተማ ጅማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ እታ ከተማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጅማ ዝነበሮም ፃንሒት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ቼልሲ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እቲ ፀወታ ሰዓት 2፡30 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሩበን ዲያዝን ጀረሚ ዶኩን ብምኽኒያት መጉዳእቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን “ሄር ኢሴ” ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቱ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን "ሄር ኢሴ" ንምስታፍ ድሬዳዋ ኣቲዮም። "ሄር ኢሴ" ኣብ ዩኔስኮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው፥ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ ዘኽበረ ንቀርኒ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ዶናንድ ትራምፕ ንምዝታይ ድልዊ ከምዝኾኑ ክሬምሊን ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሚትሪ ፔስኮቭ፥ ሩሲያ ምስ ትራምፕ ንዝግበር ዘተ ናይ ዋሽንግተን ምላሽ ትፅበ ከምዘላ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ብቴክኖሎጂ ምሕጋዝ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ንምርግጋፅ ብውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ልምዓትን ምዕባለን ዝጠመተ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…