ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም Desta Dec 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…
ቢዝነስ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ክጅምር ኢዩ Desta Dec 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ዕዳጋ ኦፓል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ዕደናታት ንምትዕድዳግ ዘኽእል ምድላው ገይረ ኣለኹ ኢሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል መርጊያ ባይሳ፥ ትካሎም ዕዳጋ ብዝማንን ብግልፅነት መትከላት ብምምራሕን ስርዓት ንግዲ እዛ ሃገር ነምስላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ-መንግስቲ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ህንድን ርክብ ኣፍሪካ-ህንዲ ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ-ህንዲ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ህንዲን ልዕሊ ክልተ ሺሕ ዓመታት ዝተሳገረ ኩለመዳያዊ ርክብ ከምዝነበረን ዝተፈላለዩ መዛግብቲ የረድኡ። ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ድማ ብዙሓት ተወለድቲ ህንዲ ንኢትዮጵያ ናይ ናብራ ሕርያኦም ከምዝገበሩ ዝሕብሩ ብዙሓት መርአያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት እናማዕበለ ዝመፅአ ዝምድና ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣብያተ ምኽሪ ባይተ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን መደረ ከስምዑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ፅባሕ ሓበራዊ ኣኼባ ከካይዳ ኢየን። መበል ሻድሻይ ናይ ክልቲአን ኣብያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ ዳባ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉን ተመሳሲሎም ዝፈረዩን ኣፋውስ ኣብ ምክልኻል ዝተጠናኸረ ሽርክና መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ኣብ ኢትዮጵያ ምውዛዕ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ፍሪያታት ኣፋውስ ንምክልኻል ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ-ኢዜማ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘካይደሎም ቦታታት ኩሎም ክሳተፍ ኢየ ኢሉ ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ)። ኢዜማ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ጠሚቱ ሎሚ መግለፂ ሂቡ። ኣባል ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኢዮብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ- ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ Desta Dec 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኢኮኖሚ ንምህናፅ ልዑል ዓቕሚ ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መለለዪ ማንነት ኣይተ ዮዳሄ ኣርዓያ ስላሴ። ፋይዳ ንመርሃ ግብሪ መጀመሪ ጎስጓስ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ዮዳሄ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ፈላማይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ካብ ሃገራዊ ቦርድ መረፃ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝረኸበ ውድብ ስምረት፥ ሕሉፍ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6ተ ኣዋርሕ ምግምጋም ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኣጀንዳታት ሒዙ ኣኼብኡ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።…