Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብቲ ዞባ ዝተፈላለያ ወረዳታት እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ንዝቐረበ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብ ናብ ካምፕ ኣብ ምእታው ከምዘለዉ ኣብ…

550 ሺሕ ዳፕ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝፀዓነት መርከብ ጅቡቲ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18  ዝኸውን 550 ሺሕ ዳፕ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝፀዓነት መርከብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን  2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዳፕ ዝፀዓና ኣርባዕተ መርከባት ኣብ ወደብ…

ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥሪ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ.ም ብዕሊ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ጥላሁን ኢስማኤል(ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት እቲ ኩባኒያ ዕላዊ ንምግባር ዝተፈላለዩ ተግባራት ክፍፀሙ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም። ኣይተ ሽመልስ፥ ዞባ ባሌ ኣብ ግብርና፣ ቱሪዝምን ካልኦት ዓውዲታትን ሰፊሕ ዓቕሚ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ካብ ልሙድ…

ስዑዲ ዓረብ ንፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 2034 ዓ.ም.ፈ 5 ትሪሊየን ዶላር ሰሊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ 2034 ዓ.ም.ፈ ንእተሰናድኦ ፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 5 ትሪሊየን ዶላር ባጀት ከምዝሰለዐት ገሊፃ። ነቲ ውድድር 10 ዓመታት ናይ ምድላው እዋን ዘለዋ እታ ሃገር ካብ ብሐዚኣ ብዙሓት ተግባራት ትዓይይ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ካብ መንጎ…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ክልቲአን…

ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝገበርኡ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሓሰን ሸኽ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።…

ውሕመ ኣብ ጋዛ ህፁፅ ደው ምባል ተዂሲ ንክግበር ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ጋዛ ህፁፅ ደው ምባል ተዂሲ ንክግበርን ዝተዓገቱ ዜጋታ|ት ብዘይ ቅድመ ኩነት ንክፍትሑን  ውሳነ ሓሳብ ኣመሓላሊፉ። እቲ ውሳነ ሓሳብ ብ158 ድጋፍን 13 ድምፀ ተኣቅቦን ዝተወሰነ እንትኸውን፥ ኣብ ጋዛ ዝነብሩ…

ዳይሬክተር ኤፍቢኣይ ካብ መዚነቶም ክለቁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ቢሮ ምርመራ ፌዴራል(ኤፍቢኣይ) ክርስቶፎር ሬይ ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስርሖም ቅድሚ ምጅማሮም ካብ መዚነቶም ክለቁ ኢዮም ተባሂሉ። እቶም ዳይሬክተር፥ ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንት ኣብ…

ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ 60 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ ዑደትይ ኣካይዱ። ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)፥ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ነቲ ዞባ መነሃሪያ ኢንቨሰትመንትን ሃወፅቲን ኣብ ምግባር…