ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ተመሪቑ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ እገላ ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ሎሚ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ብምትሕብባር ማሕበር ልምዓት እገላን ትካል ኢማጅን ዋን ደይን ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ ተፋኒ ዝነበረት ኣዶ ሓዊሱ 3 ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ደብረ ብርሃን ዝጓዓዝ ዝነበረ ተሽከርካሪ ደረቕ ፅዕነት ኣብ ከባቢ ጠባሴ እንትበፅሕ መገዲ ስሒቱ ብምውፃእ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ሓደጋ ኣብፂሑ። በቲ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1፡00 ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ጉባኤ ልምዓት ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ጋንታኣፈሹም ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህነፅ ኢዩ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ዝተተግበሩ ሪፎርምታት ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ማሕበራዊ ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ ክብለዓ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ብዙሕ ቀለም ኣብ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ጎንደር ዝመፅኡ ሃወፅቲ ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብቶኒ ብሌየር ኢንስቲትዩት ኣቢሉ ዝተሰናደአን ኣብ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ዝጠመተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትጓዓዓዝ ዝነበረ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን፥ “ብፅርየት ናብ ስሉጥ ስርዓት ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ዓድዋ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሆስፒታል ዓድዋ ካብ ኣባላት ዓለም ከኸ ምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ ዝተለኣኸ ኣስታት 70 ሚሊየን ብር ዝወደአ ናውቲ ሕክምና ከምዝተረከበ ተገሊፁ። ኣካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ክንፈ ገብረእግዚኣብሄር፥ ብተወለድትን ፈተውትን ዓድዋ ዝተጣየሸ ማሕበር…