ቴክኖሎጂ ቢትኮይን ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ኣርእዩ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢትኮይን ዝተብሃለ ክሪፕቶከረንሲ ልዕሊ 109 ሺሕ ዶላር ብምብፃሕ ኣብ ታሪኩ ልዑል ወሰኽ ምምዝጋቡ ተገሊፂ። ከም ቢትኮይን ዝመሉ ዘይተማእኸሉ ኣማራፅታት ዲጂታል ሰልዲ ዝድግፉ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወግዓዊ ስነ ስርዓት ሹመት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝተሳለጠ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ዝተዓወቱ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ምሸት መበል 47 ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብወግዒ ክሽየሙ ኢዮም። እቶም ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ቤተ መንግስቲ ፃዓዱ ዝምለሱ ፕሬዚዳንት፥ ክልተ መጋባእያ…
ቢዝነስ ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ንሰደድ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ቡን ልዕሊ 908 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻህን ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚን ሓላፊ ዓውዲ ዕዳጋን ሻፊ ኡመር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሃማስን እሱራት ተለዋዊጠን Desta Jan 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝገበርኡ ልውውጥ እሱራት 90 ፍልስጤማውያንን ሰለስተ እስራኤላውያንን ናብ ስድረኦም ተፀንቢሮም። እስራኤልን ሃማስን ድሕሪ ንሰሙናት ዝተገበረ ድርድር ኣብ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ምብፅሐን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ ኣብ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ከም ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት፣ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ አንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተራን ጥምቀትን ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተራን ጥምቀትን እንትነኽብር ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ዝህቦ ኣበርክቶ ብምግንዛብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…