Fana: At a Speed of Life!

ኣስተምህሮ ጥምቀት ንህንፀት ሃገር ብምጥቃም፣ ባህላዊ ክብሩ ብምጉልባትን ህብረ ብሄራዊነቱ ብምጥንኻርን ነቲ በዓል ነኽብር -ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ጥምቀት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ጥምቀት ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ህብረ ብሄራዊን በዓልና ኢዩ ኢሎም። ኣብ ሃይማኖታዊነቱ፥ ኢየሱስ…

ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፈታኒ ኩነታት ዘዕግብ ዓወታት ዲፕሎማሲ ምምዝጋቦም ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ገሊፆም። ኣምባሳደር ነብያት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ርክብ ወፃኢ ዝተሰርሑ ስራሕቲን…

ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙሓት ባንክታት ኢንቨስትመንት ናብ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋይ ንምፅንባር ዘድሊየን ምድላዋት ይዛዝማ ከምዘለዋ ተገሊፁ። እቲ መዋእለ ንዋይ ኢንቨስት እንገብረሎም ሰነዳት ወይ ኢንቨስትመንታት ከም በዓል ዋና እነረጋግፀሉ ዕዳጋ ሰነዳት ዕዳ ሰነደ መዋእለ…

መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ዝኽበረሉ ጃን ሜዳ ኣፅርዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በዓል ጥምቀት ታቦት ዝሓድረሉ ጃን ሜዳ ከምዘፅረዩ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ፅርየት፥ ለዕሊ 2 ሺሕ መናእሰይ፣ ስድራ ስፖርት፣ ተወከልቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ነበርቲ…

ምስ ጣሊያን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መነግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክእለት ንምትግባር ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፋሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቲ ስምምዕነት ናብ ተግባር…

መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ንልምዓት ኢትዮጵያ ምሕጋዝ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ብልእልቲ እታ ሃገር ቤኔዲክቴ ኣስትሪድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዑደት ብምግባር ምስ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዘተ ገይሩ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…

ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፅረት መምሀሪ ክፍሊ ንምቕራፍ ዓሊሙ ብግድስቲ ወገን ብልዕሊ 30 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ህንፀቱ ብምዝዛም ሎሚ  ተመሪቑ። እቲ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ገንደብታ  ነባርነተን ኣብ ሕብራት መንግስትታት ኣሜሪካ…

ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን340 ኣካላት ፀፅታ መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ንምትግባር ኣብ ካምፕ ፖላዊስ ዑደት ኣብ ዝገበራሉ እዋን…

ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅርየት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 456 ሺሕ ቶን ደረቕ ጓሓፍ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቲ ዝተወገደ እቲ 109 ሺሕን 608 ቶን ንመፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዘገልገለ ዳይሬክተር ምምሕዳር…

ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ዕዳጋ ካፒታል ሃና ተኸልኩ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ብዕሊ ትማሊ ዘጀመሩ…