ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል ከምዘለዎም ኣገንዚበን Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 29 ግዘ ዘሰልጠኖም ስሩዓት ኣባላት ፖሊስ ሎሚ ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ተመረቕቲ ኣባላት ፖሊስ ንህዝቢ ብቕንዕና ምግልጋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ተመሪቖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ንመበል ሳልሳይ እዋን ብሳይበር ድሕንነትን ተዛመድትትቲ ዓውዲታትን ዝሰልጠኑ ሰብ ፍሉይ ተውህቦ ተምሃሮ ኣመሪቖም። እቶም ተመረቕቲ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑን ኣብቲ ስልጠና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኬኒያ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኬኒያ ከተማ ክዋቾቻ ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ንእሽቶ ነፋሪት ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እታ ነፋሪት እንትትሕምሸሽ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ከምዝወቕዓቶም ነቲ ኩነታት ዝረኣዩ መስክራት ዓይኒ ገሊፆም። ክልተ ሰባት ብስብርባር እታ ነፋሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዲክ ዘቲዮም Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝቕመጡ ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዌይ፣ ስዊድንን ፊንላንድን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ካምፓላ ኣትዮም Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ካምፓላ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢንተቤ እንትበፅሑ ሚኒስትር ምክልኻልን ጉዳይ ሃርበኛታትን ጃኮብ ማርክሰንስ ኦቦት ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ። መስጊድ ነጃሺ ንመላእ ዓለም ንምልላይን መስሕብ ቱሪዝም ንምግባርን ዕላማ ኣብ ዝገበረ ሲምፖዚየም ዝሳተፉ ዓበይቲ መሻኢኽ ናብ ከተማ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ምእታዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ መስ ሚኒስትር ማሕበራዊ ዕብየት፣ ደገፍ ስድራን ንከያ ድኽነትን ብራዚል ዌሊንግተን ዲያስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽዱሽተ ንከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ዘንዱዱ ዘለው ሓዊታት Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ሎስ ኣንጅለስ ብሰንኪ ዝተላዕለ ሓደገኛ ባርዕ ጫካ ክሳብ ሐዚ 10 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ ካብቶም ከባቢታት ከወፅኡን ኣዋጅ ህፁፅ ግዜ ክእወጅን ምኽንያት ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፓሊሴድስ፣ ኢተን፣…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዓወት ኣመዝጊቡ Desta Jan 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ን 0 ተዓዊቱ። እታ ሸቶ፥ ኣዎት ኪዳኔ ኣብ 82 ደቒቓ ኣቑፂሩዋ። ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ይካየድ ኣብ ዘሎ…