Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሓደሽቲ ተምሃሮኡ ሎሚ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተመደቡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ይቕበል ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ቅበላ ካብ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ክሳብ ፅባሕ 20 ሕዳር 2017 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ዌብሳይት…

ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያን ብሓባር ንምስራሕ ተረዳዲአን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያን ብሓባር ንምስራሕ ተረዳዲአን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳነት እቲ ባንኪ ጂን ሊኩውን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ዘቲዮም።…

ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም- ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ተሳሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ እውን ተቓላዓይነት ዝውስኻ…

ኣብ ትግራይ ዘሎ ዝርገሐ ኤች ኣይቪ ንምቁፅፃር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣመራርሓ ኣካላትን ይሰርሕ ከም ዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕነት ኣብ ምቁፅፃር ኤች ኣይቪ ኤድስ ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ በቢ ዓመቱ 22 ሕዳር ዝኽበር መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣመልኪቱ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥  ሎሚ…

ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለ መዳይ መዕባለ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ መበል…

ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ደው ንክብል ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእከላዊ ባንኪ ሩሲያ ዕድጊት ዶላር ኣሜሪካ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ደው ንክብል ገይሩ። ዓቕሚ ሸርፊ ወፃኢ ሩሲያ ምድኻሙ ስዒቡ ነዚ ውሳነ ከምዝሃበ ተገሊፁ። ትማሊ ሓደ ናይ ኣሜሪካ ዶላር ብ114 ሩብል ይሽየጥ ከምዝነበረ…

ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ጆርጂዮ ሲሊ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ኤግዚብሽን ስእሊ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳይንስ ሙዝዬም ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ በልፅግና ምኽኒያት ብምግባር ኤግዚብሽን ስእሊ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳይንስ ሙዝዬም ተኸፊቱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ምክልትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክልትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ተመስገን ጥሩነህ፣ ብመዓርግ…

ሊቨርፑል ኣብ ውድድራት ቻምፒየንስ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ይመርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡00 ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ኣብ ልዕሊ ሪያል ማድሪድ 2 ን 0 ተዓዊቱ። ንጋንታ ሊቨርፑል ማክ ኣሊስተርን ኮዲ ጋክፖን ነተን ሸቶታት ንሕድሕዶም ኣቑፂረሙወን። ጋንታ ሊቨርፑል ክሳብ ሐዚ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ ናብ ጎዶ ምእታዉ ሚኒስትር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኢሳይያስ ለማ፥ ካብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ዘራእቲ  607 ሚሊየን ኩንታል ትፅቢት…