Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ደቡብ ዘጋጠማ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕ ሄክታር ዘራእቲ ምሸላ ጉድኣት ከምዘብፅሓ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ሓደጋ የብፅሓ ዘለዋ ዕስለ ኣዕዋፍ ኣብ ሓረስታይ ዝለዓለ ስግኣት ፈጣረን ከምዘለዋ ተገሊፁ። መበገሲአን ካብ ክልል ኣምሓራ ከባቢታት ኮምቦልቻን ሽዋ ሮቢትን ከም ዝኾና ዝንገረለን ብልምዲ “ዑፍ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር  ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እዚ ዘበን ኢትዮጵያ መሊሳ እትብርኸሉ ንክኸውን ብሓባር ንላዓል ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሜዳሊያ ፕሬዚዳንታዊ ትሕብብር ኣበርኪተሙሎም። ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ርክብ ፖሊስ ንፖሊስ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ዶብ ዘለል…

ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ኣይኮነን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚ ዘሎ ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ስሉጥ ምዕባለ እንበር ሚሊዮናት ዝሃልቁሉ ታሪክ ጥምየት ከምዘይኮነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 1977 ብድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተዘይሙ ዜጋታት ድጋፍ ዝተኣከበሉ ‘Do they…

ኣይተ ብናልፍ ምስ ሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሳላም  ብሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን እስቴፈን ፖን ኮል ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት…

ካቢነ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ምቁራፅ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ጠሚቱ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢነ ሚኒስትራት እስራኤል ምስ ዕጡቕ ጕጅለ ሒዝቦላህ ዝካየድ ዘሎ ተፃብኦታት ዝምልከት ግዝያዊ ምቁራፅ ተዅሲ ንኽግበር ሎሚ ከምዝራኸብ ተገሊፁ። እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ምቁራፅ ተፃብኦታት ንፈለማ 60 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስሓብ ሓይልታት እስራኤል…

ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ።   ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንበዲ ፍሰሃ ሻወል ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ህንዲ ዶውፓዲ ሙርሙ ኣቕሪቦም።   እቶም ኣምባሳደር ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…

ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ። “ዝማዕበለትን ሰለማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም እቲ ኤግዚብሽን ንኣጋይሽ ክፍቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ…

ልዕሊ 312 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 312 ነጥቢ 56 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ትካላት እቶት መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ የሳልጡ ኣለዉ።…

ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እስራኤል…