Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ- ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ እናሃበ ንኢትዮጵያ ናብ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዘብፅሕ ኢዩ ኢሉ ብልፅግና ፓርቲ። እቲ ፓርቲ ኣብዚ ሰሙን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ዘተታት ጠሚቱ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ብፓርቲ ብልፅግና ዝምራሕ ናይ ምድማር መንግስቲ…

መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውዲ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ፈተናታት ናብ ዐድል ብምቕያር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ልዑል ውፅኢት ምምዝጋብ ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት  ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)። ኣመመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ…

ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኡሎም። ረቂቕ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ…

ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ናይ መጀመሪያ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምዝገባን ክረምታዊ…

ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ልምዓት ገፀር እቲ ክልል  ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)። ካብ ክልቲኡ…

ኣብ ሃገራዊ ለውጢ ብተግባር ዕላዊ ዝኾነ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት ህዝቢ ክልል ዓፋር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ተሳትፎ ፖለቲካን ተረባሕነት ፈትሓዊ ልምዓትን ህዝቢ ክልል ዓፋር ብተግባር ዕላዊ ኮይኑ ኢሎም። ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር መንግስቲ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ህዝባዊ…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ሎሚ 11:00 ኣብ ሜዳ ክሪስታል ፓላስ ሜዳ ሴልኸርስት ፓርክ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲ ወሳኒ ዓወት ብምምዝጋብ…

ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ርሕቐት  ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን…

ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ሃገራዊ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ኣጀሚረን።…