Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህወሓት ብመሰረት ምዝገባን ስነ ምግባር ምርጫን ፓርቲታት…

ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኸፈተ ዕላዊ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳሪሕታትን ምህርቲታት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ፕሮጀክት ህንፀት ጣቢያ ሬዲዮ ማሕበረሰብ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠወን ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ጴጥሮስ…

ፓርትና ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ትማሊ ናይ ስርዓተ መነግስቲ ምምሕዳራት ሓደ ኣካል ኮይኖም መስ ዝሓለፉ ክንቅይሮም ምስ ዘይግብኡና ታሪካት ፍፁም ቅርሕንቲ ኣይብሉን ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስራዓት ዴሞክራሲን ምክትል…

ግዝያዊ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕርሻ ኣብ ምዕባይ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ስምፓዝየም ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ሚንስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን፣ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ፣ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…

ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ቁፅሪ ተረባሕቲ ፅሩይ መስተ ማይ 74 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ኣባል ማእኸላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ…

11 ደቂ ደቆም 14 ደቂ ደቂ ደቆም ብምርኣይ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ዝዓረፉ መራሒ ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጂሚ ካርተር ትማሊ ኣብ መበል 100 ዓመቶም ከም ዝዓረፉ ተገሊፁ ። ሓረስታይ ፉል ዝነበሩ ካርተር፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 100 ዓመቶም ኣኽቢሮም ነይሮም። ኣብ ታሪኽ ኣሜሪካ ካብ ካልኦት መራሕቲ እታ ሃገር…

ብጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኩለ መዳይ ወደብን ተርሚናልን ዶራሌ ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ብዛዕባ ኦፕሬሽን ዘበናዊ ዱኽዒ 2017/18 ምዝታዩ ኣብ ጂቡቲ አብ ዝርከብ…

ምንቅጥቃጥ መሬት ዝኸፍአ ጉድኣት ንከየስዕብ ዘድሊ ጥንቃቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባ ገቢ ረሱ ኣብ ዘለዋ ዝተፈላለያ ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ ተራእዩ ኢዩ። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዋሽ 7፣ ኣዋሽ ፈንታሌን ወረዳ ኣሚባራን ኣብ ዝርከቡ ውሱናት ጣቢያታት ምንቅጥቃጥ መሬት ብተደጋጋሚ የጋጥም…

መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ-ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ለውጢ ፀጋ ዕደና ኢትዮጵያ ብምግላፅ ዓንዲ ምዕባለ ኢኮኖሚ ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ኣባል ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዕደናን ሃብታሙ ተገኝ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ካብ…