ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ ምዕራፍ 18 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ…
ቴክኖሎጂ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውሱንነት ክትትል ፖሊዮ ምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩንቨርስቲ ጅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ 47 ሚኢታዊ በፂሑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ሎጅ ገርዓልታ ወረዳ ሓውዜን ህንፀቱ 47 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት ገርዓልታ ሎጅ ብመንግስቲ ፌደራል ኣቢሉ ኣብ ጣብያታት ደብረብርሃንን መጋብን ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ይካየድ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ሎሚ ካብ ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ደገፍ ይግበር ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ዘሎ ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ክትትልን ደገፍን ኣመራርሓ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብቲ ካመፕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ህንፀት…
ቢዝነስ ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር በፂሑ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ እቲ ባንኪ ቅድም ክብል ንህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ቢሊየን ገንዘብ ብትሑት ወለድ ከለቅሕ ከምዝፀንሐን እዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ቀረብመስተ ማይ እቲ ቢሮ ኣይተ ታጠረ ሓዱሽ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Dec 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ ም(ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ሎሚ ንጎሆ ምጅማሩ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ 25 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ናብ ስፔን ንምኻድ በታ ጀልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም 80 ከምዝኾነ ሰብ መዚ ማሊ ተዛሪቦም። 9 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ፀገማትና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ…