ስፓርት ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ ክካየዱ ኢዮም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም። ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ኣብ 44 ከተማታት ልዕሊ 8ሺሕ ሰባት ባህላዊን መንፈሳዊን ድልየታቶምን ክብሮምን ተሓሊዩ ዝሕገዝሉ…
ቢዝነስ ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ክልል ትግራይ "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ "ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮሌጃት፣ ናይ ቢዝነስ…
ቢዝነስ ብኮንትራት ፋርሚንግ ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ Desta Dec 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ብውዕል ፍሪያት ግብርና (ኮንትራት ፋርሚንግ) ካብ ዝለምዐ ሰሊጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ትፅቢት ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሓላፊ ዴስክ ውዕል ፍሪያት ግብርና እቲ ሚኒስቴር ሱልጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ-ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ስርዓት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ተቐራሪብካ ናይ ምስራሕን ምዝርራብን ባህሊ ዘምፀአ ኢዩ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ተስፋዬ በልጅጌ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ-ኣይተ ኣወል ኣርባ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ስሉጥ ምዕባለ የመዝግብ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋርን ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቲ ስሉጥ ምዕባለ ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንምርግጋፅን ንግዲ ሰደድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ንክውርስ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዕዳ ተይኮነስ ሃፍቲ ክነውርስ ኢና ኢሉ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ብተግባር የረጋግፅ ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)÷ ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝካየዱ መፅናዕትታትን ምርምራትን ፀገም ማሕበረሰብ ዝቐርፉ ክኾኑ ይግባእ-ዩንቨርስቲ ኣክሱም Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም መድረኽ ዘተ መበል ዓስራይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲ የካይድ ኣሎ። ምክትል ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ኣብርሃም ነጋሽ(ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ ነፍስ ወከፍ እነካይዶም ምርምራትን መፅናዕትታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዝትግብሮ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ከተማታት ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት…
ቢዝነስ ዓቕሚ ምፍራይ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ማሕልኻታት ብምስታሕ ዓቕሚ ምፍራየን 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ኢንዱስትሪን መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ በድሆታት እተን…