Fana: At a Speed of Life!

ኣዘርባጃን ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዘርባጃን ትማሊ ኣብ ካዛኪስታን ብሰንኪ ዝተፈጠረ ምሕምሻሽ ነፋሪት ብዘጋጠመ ሓደጋ ብሄራዊ ሓዘን ኣዊጃ። በቲ ሓደጋ 62 ተሳፈርቲን 5 ሰራሕተኛታትን ዝፀዓነት ነፋሪት ኣብ ካዛኪስታን ጥቓ ከተማ ኣክታው ምሕምሻሻ ይዝከር። ኢምብሬር 190…

ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ (ሃፕታይትስ ቢን ሲን) ኣብ 10 ሆስፒታላት ክልል ትግራይ ከምዝተጀመረ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ‎ቢሮ ጥዕና ዘድልዩ መመርመሪ ናወትን ቀረብ ኣፋውስን ብምምላእ ሕክምና ቁጥዐ ፀላም ከብዲ…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ዕለተ ቀዳም ክዛዘም ኢዩ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ ሰለስተ ዙር…

380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 380 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣባል ፈፀጻሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር እቶትን ኣይናኣለም ንጉሴ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ዝነበረ ኣፈፃፅማ እቶት ዝጠመተ ኣብ ዝሃብኡ…

ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ፥ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ብዝገብርኡ ግጥም ክፍልም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቦክሲንግ ደይ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30 ድሕሪ ቀትሪ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ብዝገብርኡ ግጥም ክፍልም ኢዩ። ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብዘይተለመደ መልክዑ ተኸታታሊ ስዕረትን ብዙሕ ሽቶታትን…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሰላምን ምምሕዳር ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ ሰላም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ፥ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ እታ ከተማ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ። ብፍቅርተ ከበደ

ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ኣተኣማማኒ ከምዝኾነ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩነታት ፀፅታ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ኣተኣማማኒ ከምዝኾነ ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ጥምር ሓይሊ 1 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ብመሰረት ዘቐመጦ ኣንፈት እቲ ኩነታት ፀፅታ ብምግምጋም ሓፈሻዊ ከም ሃገር ኣብ ኩለን ክልላት…

ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ-ሱዳናዊ ጋዜጠኛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ንዕዉትነት ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ምድላው ዝነኣድ ኢዩ ክብል ሱዳናዊ ፀሓፊ ፕሬስ፣ ተንታኒን ኣማኻሪ ሚዲያን መኪ ኢልሞግራቢ ገሊፁ። ካብ 2009 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ጉባኤ እቲ ሕብረት ክከታተል ምፅንሑ ብምዝኽኻር፥ ኢትዮጵያ ነቲ…

ሚኒስቴር ሰላምን ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያንን ኣብ ሃገራዊ ህንፀት ሰላም ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ሃገራዊ ህንፀት ሰላም  ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስን ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሱዳን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሱዳን ራምታን ላማምራ  ዘቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ ዘተ፥ ንሰላም ሱዳን በዝተፈላለዩ ወገናት ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ብምእካብ…