Fana: At a Speed of Life!

ብባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሓውዜን ካብ ባንክ ዓለም ብዝተረኸበ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ሕቡራት ሃገራት (UNOPS) ዝተሃነፃ ኣብያተ ትምህርቲ ተመሪቐን። እተን ኣብያተ ትምህርቲ ማርያም ዛላን መጋብን እንትኾና፥ ፣ ብድምር 4 ብሎክ…

ኣብ ሰላም ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ሓድነትን ጠመተ ዝገበረ ሃገራዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ። ኩሉ ሰብ ዘለዎ ኣፈላላይ ብምሓዝ ተኸባቢሩ ምንባር መግለፂ ቅኑዕ ሰብነት ከምዝኾነ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሀን ቀሲስ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ሳይበር ኣብፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትካላት መንግስቲ ዩክሬን ልዑል መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘብፀሐት ተገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩክሬን ኦልሃ ስቴፋኒሺያ፥ ኣብ ቤተ መዛግብቲ ወሳኒ ኩነት ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣገልግሎት ንግዚኡ ከምዝተቛረፀ ሓቢሮም።…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ከምዘሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቲ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንኣፍረይቲ ዓውዲታት ኣብ ክሊ ዘምፀኦ ዕድል፣ ብድሆን መፍትሒን ጠመተ ዝገበረ…

ቤት ምኽሪ ንግዲ እስያ-ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ንግዲ እስያ-ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ገሊፁ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓ እቲ ቤት ምኽሪ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ መንጎ ሃገራት…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር  ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ባህርዳር ኣቲዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ብወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን። ብኮማንዳንት ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጀኔራል ከበደ ረጋሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ናይጄሪያ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። እቶም…

ኣዲስ ኣበባ ምስ ከተማታት ፈረንሳ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምስ ከተማታት ፈረንሳ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ተገይሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሌክሲስ ላሜይክ ኣብ ዝተፈላለዩ ምትሕብባራት ጠመተ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ቀፃልነት ብዘለዎ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሽርክና ቀፃልነት ብዘለዎ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምዝግባእ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) መስቶም ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ከልቲኣዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም…

ማይ ከርሰ ምድሪ ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሻና ነማዕብል ኣለና-ሓረስቶት ዞባ ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማይ ከርሰ መሬት ብስፍሓት ንመስኖ ብምውዓል ስራሕቲ ሕርሸኦም የማዕብሉ ከምዘለዉ ሓረስቶት ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ገሊፆም። እቶም ሓረስቶት፥ ብኩታ ገጠም በልሓት ኣተሓራርሳ ብምጥቃም ስራሕቲ ሕርሽኦም ንምምዕባል ብሓባር ብምኻን ማይ ከርሰ ምድሪ…