ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ታንዛኒያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮጵያ ታንዛኒያ ከምዝተፈፀመ ተሓቢሩ። ሰላምን ፀፅታን፣ ኢኮኖሚ፣ ቱሪዝም፣ ግብርና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓቃቢ ሰላም ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልኡኽ ምዕቃብ ሽግግር ሰላም ኣፍሪካ(ኣትሚስ) ኣብ ሶማሊያ ዝተዋፈረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ክብሪ ተዋሂቡ። እቲ ሰራዊት ሽልማት ሜዳሊያ ዝተውሃቦ ኣብ ሶማሊያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምፍጣር ብዝሰርሖ ዝነኣድ ስራሕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መገዲ ኣስፋልት ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መገዲ ኣስፋልት፥ ሱር ኮንስትራክሽን ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ ብመሰረት ዝኣሰሮ ዉዕል ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ክካየድ ኢዩ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ካብ 12 ታሕሳስ ጀሚሩ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ሃይማኖት ንሳም ሓድነትን ምክብባርን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን እዚ ቀጣና ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ሕውነትን ሓበራዊ ምክብባርን ብምድራኽ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣንካራ ንሰላምን ምዕባለን ቀጣና ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተንታኒ ዓለም ለኸ ጉዳያት፣ ኣማኻሪ መራኸብቲ ሓፋሽን ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካን መኪ ኤልሞግራቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 6 ሺሕን 200 ግራም ወርቂ ዘዘዋውሩ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣኽሱም ኣብ ዝጓዓዝ ተሽከርካሪ ውሽጣዊ ክፍሊ እቲ ወርቂ ብምሕባእ ንምሕላፍ እንትፍትኑ ኣባላት ፖሊስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር ሩሲያን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ሓሊፉ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ሓለዋ ኑክሌር፣ ራዲዮሽንን ኬሚካልን ሩሲያ ሌተናንት ጀነራል ኢጎር ኪሪሎቭን ሓጋዚኦምን ብዝተቐባበለ ፈንጂ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም ሓለፍቲ፥ ኣብ መስኮ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛኦም ጥቓ ኣብ ዘሎ ስኩተር ብዝተቐባበለ ፈንጂ ምሟቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ፥ ኣሜሪካ ዝሰርሓቶ ሚሳኤል ዩክሬን ንክትጥቀም ምፍቃዱ ጌይጋ ነይሩ ኢሎም Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፥ ጆ ባይደን ኣሜሪካ ዝሰርሓቶ ነዊሕ ርሕቐት ታክቲካል ሚሳኤል ብምጥቃም ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መጥቃዕቲ ንክትፍፅም ምፍቃዶም ጌይጋ ነይሩ ክብሉ ርእይቶ ሂቦም። ትራምፕ ትማሊ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋዕላ ደኒ Desta Dec 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ሕንጣሎ "ደኒ ተዘይሃልዩ ሰብ ክነብር ኣይኽእልን" ብዝብል ሓሳብ ህዝባዊ ዋዕላ ደኒ ኣካይዱ ። ወረዳ 31 ሄክታር ብናይ መንግስቲ ደኒ ዝተኸለለ እንትኸወን፥ ሕብረተሰብ ኣብ ደኒ ዘለዎ ኣራኣእያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪርጊስታን ስምምዕነት ኣንካራ ምርግጋዕን ምዕባለን ኣብ ምርግጋፅ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ገሊፃ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ሹመት ደብዳቤኦም ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ሪፐብሊክ ተምሪበክ ኢርክኖቭ ኣብ…