ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብመርዛም ጋዝ ካርቦን ሞኖክሳይድ 12 ሰባት ኣብ ዝደቀስሉ ህይወቶም ስኢኖም Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጆርጂያ ብመርዛም ጋዝ ካርቦን ሞኖክሳይድ 12 ሰባት ኣብ ዝደቀስሉ ሪዞርት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ኩነታት ዘጋጠመ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝርከብ ስኪ ሪዞርት ከምዝኾነ ዝገለፀ ፖሊስ፥ 11 ዜጋታት ወፃኢን ሓደ ዜግነት ጆርጂያ ዘለዎ ሰብን ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ቦሮና ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኦነግ ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብቲ ከባቢ እንትንቀሳቀሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ኣብ ከተማ ነጌሌ ቦሮና ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ለበዳ ሕማም ዓሶ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፅርን ምስ መንግስቲ ፌዴራል ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ክኢላ ምእላይ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ እቲ ቢሮ ኣይተ ዕቑባይ ገብረ እግዚኣብሄር ምስ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ፍሪያት ጀሚሩ Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ፍሪያት ጀሚሩ። እቲ ፋብሪካ ብሽኮር ኢንዱስትሪ ግሩፕ ኢትዮጵያ ኣብ 2017 ዓ.ም ፍሪያት ሽኮር ብምጅማሩ ካብ 5 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ሽኮር የውፅእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣይተ ፈይሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ከተማ ኤዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ብኽልተ ተፃረርቲ መስመራት እንትጓዓዛ ዝነበራ ናይ ህዝቢ ተሽከርከርቲ ብምልታመን ዝተፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ክፍሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም Desta Dec 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ኤርዶኻን ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ ፈላሞት ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ምትላሞም ኣፍሊጦም። እቲ ዑደት ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይህነፁ ምስ ዘለዉ ሜጋ ፕሮጀክትታት ጎድኒ ንጎድኒ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ከብሉ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዘህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ክብሉ ናይቲ ማሕበር ላዕለዋይ መራሒን ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቲ ማሕበር መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ተሰይሙ Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን መበል 19 ሞተራይዝድ ሻለቃ ናይ ግዳጅ ቀጣና ዝኾነ ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ስያመ ንክፅዋዕ ወሲኑ። ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሰላምን ምርግጋዕን ታንቡር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ-ኣይተ ኦርዲን በድሪ Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ ምስ ኣመራርሓ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…