Fana: At a Speed of Life!

24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ-ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)24 ጥቅምቲ እንትዝከር ሃገራዊ ህልውና ኣብ ምርግጋፅ ታሪክ ዝሰርሑ ጀጋኑ ብምሕሳብ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣዛዚ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰሜን እዚ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት፥ “ከይድገም፣ ፍፁም…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ(ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ተተካኢ ዳይሬክተር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ጌዛ ስትራመርን ልኡኽ…

መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ከበደ ዴሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንክኽበር ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምሕላው ሓላፊነት መንግስቲ…

መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን አንዝክሮ ፍፁም ንከይድገም ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ ሓምሻይ ዓመት “ከይድገም፣ ፈፂምና ኣይንርስዖን”…

ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበሩ ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ – ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ንበር ማለት ፍርደ ገምድል ኢዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)። እዚ ኣተሓሳስባ ፍርደ ገምድል ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ…

ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ሆንዙ ውድድር ማራቶን ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሩቲ ኣጋ ብ2:24:29 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው እቲ ውድድር ተዓዊታ። ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጫሉ ደሶ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ፅባሕ ኣብ ፓሪስ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ፅባሕ ኣብ ፓሪስ ክሳለጥ ኢዩ። ሚኒስቴረር ገንዘብ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሎ፥ እቲ ፎረም ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን በዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽእል ኢዩ። እቲ መድረኽ፥ ኣብ…

ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ – ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኦሊምፒክ ስፖርትኩለ መዳይ ዓቕሚ መናእሰይ ንምጉልባይ ዘኽአል ኢዩ  ኢሎም  ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር መናእሰይን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ  ካልኣይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም…

ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት መሰል ኣለዋ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት ታሪካዊ መሰል ኣለዋ ኢሎም ምሁራን ሕጊ። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን፥ ወሰና ባሕሪ ዝነበረት ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ግዙፍ ሓይሊ ባሕሪ ነይራ ኢሎም።…

ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይ ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይን ፍሪያት ንምስሳንን ዝተጀመረ ስራሕ ኩለመዳያዊ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ከልል…