ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብመንፅር ዓለም ለኸ ሕጊ… Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ልዑል ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን እትርከብ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ወደብ ከምዘይብላ ይፍለጥ። መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን እቲ ሓደ ናይቲ ካሊእ ሉእላውነት፣ ነፃነትን ናይ ግዝኣት ሓድነትን ከምኡውን ብመሰረት ደንቢታት…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Dec 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 16 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣርሰናል ምስ ኤቨርተን፣ ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ሰዓት 12፡00 ምሸት ዘካይድኦ ፀወታ ቀልቢ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ዘንጠልጠለ ኮይኑ ኣሎ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኢነርጂ ዩክሬን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ፈፂማ Desta Dec 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ መሰረተ ልምዓታት ኢነርጂ ዩክሬን ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። እቲ መጥቃዕቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ግዝኣት ሩሲያ ንዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ግብረ መልሲ ምዃኑ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ Desta Dec 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብቲ ዞባ ዝተፈላለያ ወረዳታት እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ንዝቐረበ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብ ናብ ካምፕ ኣብ ምእታው ከምዘለዉ ኣብ…
ቢዝነስ 550 ሺሕ ዳፕ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝፀዓነት መርከብ ጅቡቲ በፂሓ Desta Dec 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 550 ሺሕ ዳፕ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝፀዓነት መርከብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ቀረባ እዋን 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ኩንታል ዳፕ ዝፀዓና ኣርባዕተ መርከባት ኣብ ወደብ…
ቢዝነስ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥሪ ስራሕ ክጅመር ኢዩ Desta Dec 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ.ም ብዕሊ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ጥላሁን ኢስማኤል(ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት እቲ ኩባኒያ ዕላዊ ንምግባር ዝተፈላለዩ ተግባራት ክፍፀሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም Desta Dec 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም። ኣይተ ሽመልስ፥ ዞባ ባሌ ኣብ ግብርና፣ ቱሪዝምን ካልኦት ዓውዲታትን ሰፊሕ ዓቕሚ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ካብ ልሙድ…
ስፓርት ስዑዲ ዓረብ ንፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 2034 ዓ.ም.ፈ 5 ትሪሊየን ዶላር ሰሊዓ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ 2034 ዓ.ም.ፈ ንእተሰናድኦ ፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 5 ትሪሊየን ዶላር ባጀት ከምዝሰለዐት ገሊፃ። ነቲ ውድድር 10 ዓመታት ናይ ምድላው እዋን ዘለዋ እታ ሃገር ካብ ብሐዚኣ ብዙሓት ተግባራት ትዓይይ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ካብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝገበርኡ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ገሊፁ Desta Dec 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሓሰን ሸኽ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።…