ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር "ሰላም ለሁሉም፤ ሁሉም ለሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ትካላት ልምዓትን መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ ተባሂሉ። ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ቻላቸው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕፁያት ተነሓናሕቲ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ሓያል ጐስጓስ ተፀሚዶም ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዓ.ም.ፍ ዝካየድ መረፃ ኣመሪካ፥ ተዓዊቲ መፃኢ ፕሬዚዳንት ንምዃን ዝግበር ዘሎ ንሕንሕ ይቕፅል ኣሎ። ክልቲኦም ሕፁያት ተወዳደርቲ ካማላ ሃሪስን ትራምፕን ኣብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ኣብ ተሪር ጐስጓስ ተፀሚዶም ይርከቡ።…
ቢዝነስ ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ቴሌፎናት ተታሒዘን Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ተሽከርካሪ ብምሕባእ ብኮንትሮባንድ ክኣትዋ ዝነበራ ልዕሊ 83 ሚሊየን ብር ዝግመታ ልዕሊ 4 ሺሕን 100 ቴሌፎናት ተታሒዘን ከምዝተትሓዛ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ። እተን ቴሌፎናት፥ ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ ጅግጅጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ካብ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ክሊ ኩለ መዳይ…
ቢዝነስ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲ ኣመሪቑ Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም ዘበናዊ ኣባይቲን ማእኸል መፍረዪ እታዎታት ኮንስትራክሽንን ኣመሪቑ። ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ በቲ ፕሮጀክት ዝተሃነፁ ሀንፃታት መሪቐን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ፈላማይ በርኪ ክንክን ጥዕና ንስሉጥ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…
ስፓርት ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ ኣርሰናል ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሰሙን መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓንቲ እውን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እንግሊዝ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታ ኣርሰናል ናብ ስታድየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ብምጉዓዝ ምስ ኒውካስትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን ለውጢ ተገይሩ Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መገናኛ ተርሚናል ክህባ ዝፀንሓ ካብ መስመራት መገናኛ - ቃሊቲ፣ መገናኛ - ሳሪስ፣ መገናኛ - ጋርመንት ብጊዚያውነት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ኣመራርሓ ወረዳ ቆላተምቤን ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታት መንግስትን ወረዳ ቆላተምቤን ኣብ ጣብያ ደብረፃሃይ ናይ ዝርከቡ ነበርቲ ሓገዝ ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም። ኣማሓዳሪ ወረዳ ቆላ ተምቤን አይተ ተኽላይ ተስፋይ፥ ዕላማ ናይዚ ወፍሪ ኣብታ ወረዳ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ንምሕጋዝ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓላፊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ መሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ዝመርሕኡ “ኣብ…